Tag: Tigray

‘ፕራይም ሚኒስተር ኣቢይ ውግእ ስዒሩ ይኸውን፡ እቲ ኩናት ግን ኣይተወድአን’ ዘ-ኤኮኖሚስት

‘ፕራይም ሚኒስተር ኣቢይ ውግእ ስዒሩ ይኸውን፡ እቲ ኩናት ግን ኣይተወድአን’ ዘ-ኤኮኖሚስት

ፕራይም ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣንጻር ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ከካይዶ ዝጸንሐ ውግእ ስዒሩ ይኸውን፡ ነቲ ኩናት ግን ጌና ኣይሰዓሮን ክትብል መጋዜን ዘ-ኤኮኖሚስት ኣብ ናይ ሓደ ታሕሳስ ሕታማ ገሊጻ። ትንተና ዘ-ኤኮኖሚስት፡ ኣብቲ ...
UN warns of war crimes as deadline looms

UN warns of war crimes as deadline looms

ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ መቐለ ንምጥቃዕ ዝገብሮ ዘሎ ምፍርራሕ እንተኣተግቢርዎ፡ ብዙሓት ሲቪላውያን ሰባት ክጉድኡ ከምዝኽእሉን ናይ ኩናት ገበን ክፍጸም ከምዝኽእልን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዝገለጸ ኣገልግሎት ዜና ቢቢሲ ሓቢሩ። ...
Stop War Crimes in Ethiopia Today

Stop War Crimes in Ethiopia Today

ኣፈኛ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮሎኔል ደጀነ ጸጋየ፡ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ንከተማ መቐለ ኣኺቢቡ ብታንክታትን መዳፍዓትን ክድብድባ ምዃኑ ኣፍሪካን ኣርጉመንት ብ23 ሕዳር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ገሊጹ። By Alex de Waa...