Tag: story development

ጸሓፍቲ ክትኮኑ ትደልዩ ዶ?

ጸሓፍቲ ክትኮኑ ትደልዩ ዶ?

ብኣሮን ብርሃነ መብዛሕትኦም ጸሓፍቲ ክኾኑ ዝደልዩ ሰባት፡ ብዛዕባ ምጽሓፍ ክሓስቡ ብዙሕ ግዜ የጥፍኡ። ንምጽሓፍ ዝሕግዞም መጽሓፍቲ፡ ሶፍትወር ወይ ውን ብሉጽ ብርዒ ይገዝኡ። ምናልባት ውን ኣብ ናይ ጸሓፍቲ ክለባት ይጽንበሩ። ኣብ ኮ...