Tag: Abiy Ahmed

‘ፕራይም ሚኒስተር ኣቢይ ውግእ ስዒሩ ይኸውን፡ እቲ ኩናት ግን ኣይተወድአን’ ዘ-ኤኮኖሚስት
ፕራይም ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣንጻር ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ከካይዶ ዝጸንሐ ውግእ ስዒሩ ይኸውን፡ ነቲ ኩናት ግን ጌና ኣይሰዓሮን ክትብል መጋዜን ዘ-ኤኮኖሚስት ኣብ ናይ ሓደ ታሕሳስ ሕታማ ገሊጻ።
ትንተና ዘ-ኤኮኖሚስት፡ ኣብቲ ...

Stop War Crimes in Ethiopia Today
ኣፈኛ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮሎኔል ደጀነ ጸጋየ፡ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ንከተማ መቐለ ኣኺቢቡ ብታንክታትን መዳፍዓትን ክድብድባ ምዃኑ ኣፍሪካን ኣርጉመንት ብ23 ሕዳር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ገሊጹ።
By Alex de Waa...